ፃውዒት ፐሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞዴል CE 100 L ዝኾነት ተሽከርካሪት /መኪና/ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ አቕረብቲ አካላት ወይም ትካላት በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተቕሰ ሜላ ዕደጋ ውዕል አሲሩ ንምዕዳግ እቲ ዝርዝር ቐሪቡ አሎ::
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኢንቴክ | 13211-64020 | 04 | ||||||
| 2 | ኤግዚስት ቫልቭ | 13715-64030 | 04 | ||||||
| 3 | ቫልቭ ሲል | 90913-02094 | 08 | ||||||
| 4 | ኖዝል | 23620-69045 | ብቁፅሪ | 04 | |||||
| 5 | ጉል ፕላግ | 19850-64031 | ብቁፅሪ | 04 | |||||
| 6 | ዘይቲ ሞተር | ቶታል | ብጋሎን | 03 | |||||
| 7 | ኢንጀክሽን ፓምፕ | ሴት | 01 | ||||||
| 8 | ስሊንደር ሄድ | 11101-64160 | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 9 | ቴስታታ | 11 115 -60121 | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 10 | ራዲያተር | 16 400-64720 | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 11 | | ፖስትሽ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 01 | |||||
1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ ;
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል : ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ
3. ፃውዒት ግልፂ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 26/9/2018 ዓ.ም ክሳብ 3/10/2018 ዓም ።
4. ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋግ ስኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 3000 ብር/ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብሽም ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ከትሕዝ ዝኽእል
5. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/10/2018 እንትኾን እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 3/10/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት ;
6. ቢሮና እቲ ጨረታ ብኸፊል ኾነ ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መብተቱ ዝተሓለወ ኢዩ ።
7. እቲ ብጨረታ አሸናፊ ዝኾነ ኣካል ውዕሊ ዓሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብር
8. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩመንት ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ኣብ ዳ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳራት/ ቢሮ ቑፅሪ 25 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዘይምለስ ብር 100 / ሓደ ሚኢቲ ብር/ ኸፊሉ ይወስድ :