ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመነት ቓላሚኖ (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ትራክተር ጎማ ን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፦

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል ::

➢ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (T)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል

➢ ሕጋዊ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኸእል ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/09/2018 ዓ/ም ቅድሚሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ቅድሚ ሰዓት 3:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት።

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ::

➢ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተጋገፀ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 09 14 75 52 32 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ::

ተ.ቑዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ትራክተር ጎማ ምስ ካላማደርያ14.9R25ቁፅሪ01
2HMK ባትሪ90 Amprቁፅሪ02