ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳዳርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቑፅሪ፣ ናይ ቫት (VAT) ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 21/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ብፖስታ ኣሸጊርካ ናብ ቢሮ ቑፅሪ 3-18 ዝቐርብ ኮይኑ፣ ብዕለት 24/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኽፈት።
* ዝቐርብ ኣቕሓ ኦርጅናል ክኸውን ዘለዎ ኮይኑ፣ ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ዘረክብ ክኸውን ኣለዎ።
* ናይ ዋጋ መግለፂ ፎርም ካብ ቢሮ ቑፅሪ 3-18 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ዝቐረበ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልታት ፀኒዑ ይፀንሕ።

ቑ/ፕሮ 53

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑፅሪዕክንም/87./3-2/1/01

ዕለት 18/09/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ን ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ባትርን ፕሮፎርማ ማዕደግ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት /ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 18/09/2018 ዓ.ምሰዓት ክሳብ 21/09/2018ዓ/ም ሰዓት11፡30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 24/09/2018 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውንኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ | ሳዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3/ሰለስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝክኣል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅር ብዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤትዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብዘይ ዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ

ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅእኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ፣ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ 

ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታትይካአል

ዋጋ መምሰሊ

ተ.ቑ.ዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ፊልትሮ ዘይቲ1109AL/9677407080PCS01
2ብርክ ፓድ ቅድሚት981942638SET02
3ብርክ ፓድ ድሕሪት163183-1780/OFSET02
4ኤር ክሊነር9674725580PCS01
5ፊል ፊልትሮ1567C6PCS01
6ሞተር ዘይቲ20W50LT04
7ካላማደርያብቁ02

ባትሪ

ተ.ቑ.ዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ባትሪ65AM 12YXPROPCS02
2ባትሪ70AM 12YXPROPCS01