ይሓ ሪል እሰቴት ሓ/ዝ/ው/ማ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* እዚ ጨረታ ንዕድጊት ናይ ፒክኣፕ ሞተር ዘይቲ፣ ፊልትሮ ዘይቲ/ናፍጣ፣ መሪ፣ ፍሬን ዘይቲን ፖስትሽን ዝወፀ ፕሮፎርማ እዩ።
* ተጫረቲ ናይ 2017/18 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቅረባይነት፣ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) እና ናይ ቫት (VAT) ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ መኸበሪ ውሕስና ብባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ብር 5,000 ዘትሕዙ ኮይኖም፣ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/08/2018 ክሳብ 20/08/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ፣ ብዕለት 20/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ቀ ተዓፅዩ ብሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልትታት ፅሬት ዘለዎ ንብረት ከረክብ ይግባእ።

ፕሮፎርማ ዕድጊት ዘይቲ ፒክኣፕ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ሞተር ዘይቲLi02
2ፊልትሮ ዘይቲPcs01
3ፊልትሮ ናፍጣPcs01
4መሪ ዘይቲPcs01
5ፍሬን ዘይቲPcs01
6ፖስትሽPcs01

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017/18 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. ውሕስና መኸበሪ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኸእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/08/2018 - 20/08/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓዕዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6‛ ደብሪ ቁዕሪ 8 ይኸፈት፤

8. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ከረክብ ይግባእ፤

9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253.