ሆስፒታል ኩሓ

ፕሮፈርማ

ተ.ቁዝርዝር ንብረት ናይ ጀኔኔተር ባትሪዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ቦልደን ባትሪ70 /A 12 Vቁፅሪ02

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/08/2018 ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።

ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።

1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ።

2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኸዕሉ።

3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን 13/08/2018ዓ/ም ክሳብ 15/08/2018ዓ.ም 4 ስዓት ይኸፈት።

5. እቲ ፕሮፈርማ _ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኸም ንኽትወስዱ ንዕድም።

6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ

7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።

ምስ ሰላምታ