ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን

ምልክታ ጨረታ

ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን ኣብ ከይዲ ህንፀት ንዝርከብ 2B+G+15 ንዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ደረጀ 1 /ሓደ/ ንዝኾኑ ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደለየ

1. ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድን ሞያ ፍቃድን 2.ቲን፣ቫት ሰርቲፍኬትን ካልኦት ተዛመድቲ ሰነዳትን እተማልኡ ትካላት ካብ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሳዓት ብር 2000.00 /ክልተ ሽሕ / ናብ ናይ ማሕበርና ሒሳብ ቁፅሪ 1123886730301 ወጋገን ባንኪ ኣታዊ ብምግባር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሞሞና ህንፃ 8ይ ፎቕ ምውሳድ ትክእሉ ኢኹም፡፡

እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኸውን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914300008