ቑፅሪ ዕክንም ፡ /2-3/1/01
ዕለት- 25/07/2018 ዓ/ም
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግይ/UNDP/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAT (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 26/07/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 06/08/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 150.00/ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር/ ሰነድ ናይ መኪና ጎማ ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
ንፍሉይ ሓበሬታ
♦ ስ--0914706215