ሆስፒታል ኩሓ

ፕሮፈርማ

>
ተ.ቁዝርዝር ንብረት መድሓኒትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1Cipro +Dexa-0.3% +0).1 % eye drop of 10mlBT1000
2Povidone lodine -soln of 500 mlBT20
3Dextrose-40% in 20ml-lv Infusion of 5Vial150
4Prednisolone-5mg- Tablet of 100x10PAC10

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ንምግዛእ ስለዝደለየ ካብ ዕለት 21/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 23/07/2018ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።

ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።

1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ።

2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽዕሉ።

3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን 21/07/2018ዓ/ም ክሳብ 23/07/2018ዓ.ም

4. 3 ስዓት ተዓፂዩ 3.30 ይኸፈት።

5. እቲ ፕሮፈርማ _ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኽም ንኽትወስዱ ንዕድም።

6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ

7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።