ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ
ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና ነዞም ዝሰዕቡ ተማልኡ ነጋዶ ወይም (ተካል) ክትጫረቱ ነሓትት:: ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ
• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሃደሰ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ 2018 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ
• ቲን ቁፅሪ ኮፒ ዘቅርብ
• 3% TOT ዝኸፍል
• ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ
• በናይ ባዕሉ ትራንሰፖርት ዘቅርብ
• ትክክለኛን ለሬቱን ሰታንዳርድን ዝሓለወ ኣብ ላዕሊ ዝተመዝገበ ናይ ተምሃሮ ክዳን ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዝውሰድ ካብዚ ንላዕሊ ዝተዘረዘሩ ረቃሒታት ተማልኡ ነጋዶ እቲ መምልኢ ሰነደ ዘይምለሰ 100 ብር (ሓደሚኢቲ)ብር ብምክፍል ኣብ ሰራሕ ሰዓት እናምፃእኹም ከትወሰዱ ትክእሉ ምዃንኩም እናሓብረና ከም እውን መኽብሪ ጨረታ 3000 ብር (ሰለሰተሸሕ )ብር ናብ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000553807428 ኣታዊ ክተገብሩ ወይም CPO ዘትሕዝ ጨረታ ምስ ተከፈተ ዘየሸነፈ ሽዑ ንሽዑ ዝምለሰሉ ይኸውን::ነዚ እውን ካብ 15/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 25/07/2018 ዓ/ም ተእተው ምዃንኩም እናሓበረና 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ 4:00 ይኸፈት ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መምረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ክዳን ናይ ደቂኣንስትዮ | ብዝሒ | መለክዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ጉርዲ ምስኣላባሽ | 50 | ||||||
| 2 | ቆምጫ ስረ | 50 | ||||||
| 3 | ባንቲ | 50 | ||||||
| 4 | ጫማ | 50 | ||||||
| 5 | ረጅበቶ | 50 | ||||||
| 6 | ብጃማ | 50 | ||||||
| 7 | መትሓዚ ክዳን ሻንጣ | 50 | ||||||
| ተ/ቁ | ዓይነት ክዳንናይ ደቂ ተባዕትዮ | ብዝሒ | መለክዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ስረ ጅንስ ጎልፎ | 45 | ||||||
| 2 | ካናቲራ | 45 | ||||||
| 3 | ቆቦቶ | 45 | ||||||
| 4 | ሰንደል ጫማ | 45 | ||||||
| 5 | ብታንቲ | 45 | ||||||
| 6 | ሸሚዝ | 45 | ||||||
| 7 | መትሓዚ ክዳን/ሻንጣ | 45 | ||||||