ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን መቅረባይነትን ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
ኮብራ 105
1Meter Assy Combination83800-65241Set01
2Motor Assy wiper85110-60290Set01
3Regulator Assy windowth69820-60140Set01
4ባትሪ 704 12vBoldenPes01
5Cover Assy clutch31210-36160Pes01
6Disk Assy Clutch31250-60282Pes01
ማርክ -2
1ባትሪ 70AኤክስፕሮPes01
2ኖዝል ምስ ሓቃፊኡ23600-19075Pes06
3ሮተር ሄድ22140-17810Pes01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት TIN No ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/07/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ድማ ይኽፈት።

➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድ ሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ። እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊኬሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1 ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለዉ'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።