Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ 02 ቑፅሪ በዓል 2 ተኸፋቲ ናይ ሓፂን ሸልፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉን መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ቅጥዒ ፊርማን ማሕተምን ከዕርፉ ይግባእ።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 11/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ዝረከብ ኮይኑ፡ ብዕለት 11/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 13 ይኸፈት።
* ሰዓራይ ዝተዓወተሉ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍን ናብቲ ቢሮ ስቶር ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0910789404 / 0914727578 ምድዋል ይቻኣል።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፈርኒቸር አቅሓ ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ታቁናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቁዕሪ/Spedicationመዐቀኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
1ሸልፍ በዓል 2ተ ተኸፋቲሓፂን /ብሳምፕል መሰረት/ቑፅሪ02

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቀርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን

ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/07/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት።

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ። 9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0910789404/0914727578 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ