ጨረታ
ዋኒኑ: ኦዲት ምግባር ይምልከት
ድርጅትና መትክልና ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ደገ ኦዲተራት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣወዳዲሩ ናይ ውሽጡ ሒሳብ ኦዲት ከግብር ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ እዚ ክትሳተፉ እትድልዩ ኦዲተራት ካብ ዕለት 8/07/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ሕጋዊ ፍቃድኩምን ዋጋኹምን ናብ ቤት ፅሕፍትና ወይ ትካልና መትክልና ኢንዳስተሪ ኣክስዮን ማሕብር ህንፃ ገ/የሱስ መኮነን ዶቭ ካፌ 4ይ ደብሪ 001 ሰነደኩም ክትቅርቡ ትኽእሉ።
N.B:- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091 06570 ኢልካ ምሕታት ይከኣል።
metkelnaindustry@gmail.com
ጨረታ ሰነድ
| ተ/ቁ | ዝርዝር መብርሂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኦዲት ዝግበር ናይ ክልተ ዓመት 2016/2017 ዓ/ም | ቦክስ ፋይል | 2 | ||
| ድምር | |||||
| ቫት 15% | |||||
| ኦዲተር ሽም | |||||
| ፊርማ | |||||
| ስልኪ ቁፅሪ- | |||||