ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ሰሜን ክፍለ ከተማ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርቲ ኣቁሑት ካብዚ ➢ ዝተዘርዘሩ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኩዕሾ እግሪ ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 05 | |||||
| 2 | ኩዕሾ ቮሊቮል ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | 1ይ ደረጃ | |||||
| 3 | ማልያ ምስ ቁሙጡኡ ኦርጅናል | ቁፅሪ | 51 | 1ይ ደረጃ | |||||
| 4 | ካሳቶኒ ኦርጅናል | ቁፅሪ | 34 | 1ይ ደረጃ | |||||
| 5 | ቻነ ኦርጅናል | ቁፅሪ | 1ይ ደረጃ | 02 | |||||
| 6 | ቴንስ ኩዕሾ ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ሴት | 05 | |||||
| 7 | ዳርት ቦርድ ምስ ፒኑ ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 8 | ስቶፕ ዎቻ ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 9 | መንፍሒ ኩዕሾ ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 10 | ኔት ኩዕሾ እግሪ ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 11 | ቴንስ ራኬት ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 02 | |||||
| 12 | ቮሊቮል ኔት ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 13 | ኰ/ስኪዔት ኦርጅናል | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ክገበረሉ ይግባእ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
2. እቲ ፕሮፎርማ 07/07/18ዓ/ም ክሰብ ዕለት 09/07/18ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/07/18 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን -ይከውን፡
3. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዪ ።
4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
5. እቲ ቤት ፅሕፈትዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
6. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ንብረት ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ
ይገብሮ።
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትንፊት ኮይኑ G‛ ንርከብ “
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ | ስልኪ ቁፅርና 03 42401595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-