1 በቲ ዘርፊ ዝምልክተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ንዕድም ብቢሮና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩሜንት ዘይመለስ ብር 200 ብሽም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንኪ 1000539035658 ኣታዊ ገይርኩም ደረሰኝ ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምወሳድ ትክእሉ
2 ናይ ሎም ዘብን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ቫት ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዘጋበ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ
2 ተጫረቲ መምርሒ ጨረታ ብጥንቃቄ ሪኡም ክወዳደሩ አለዎም
3 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተጠቀሰ መጠን ገንዘብ ብሽም ቢሮና ዝተሰረሐ ብስፒኦ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ አተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ
4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
5 እቲ ጨረታ 14/8/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽሹ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ዕድጋ ክፈሊ ይክፈት
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663