መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
● ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንህንፃ G+10 ዝኾኑ ላስትራ፣ መስተዋትን ግራናይትን ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደሊ፤ ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ VAT/TOT ተመዝገብትን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎምን ክኾኑ ይግባእ።
● ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ናይ ጠቕላላ ዋጋ 2% የድሊ።
● ጨረታ ካብ የካቲት 16/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ የካቲት 24/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት የካቲት 24/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት።
● ትካል ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0914729028)።

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዘስርሆ ዝሎ ህንፃ G+10 ላስትራ መስተዋትን ግራናይትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ስለዝኾነ ፡

● ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

● VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

● ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

● ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብ ዝተአሸገ ፖስታ 16/6/201 አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

● አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

● እቲ ጨረታ ካብ የካቲት 16/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ የካቲት 24/2018 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

● እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት የካቲት 24/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914729028

መተሓሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።