⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንዋርድያታትን ሰራሕተኛታት ፅሬትን ዝኸውን ደንቢ ልብሲ (ስፉይ ሸሚዝ፣ ካኪ ክዳን፣ ሓፂር ቆርበት ጫማ) ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ፅርየቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክሆኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 10/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 16/06/2018 ዓ/ም እናመፅኡ ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።

ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::
1 ስፉይ ሸሚዝ
2 ካኪ ክዳን
3 ሓፂር ቆርበት ጫማ
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ:
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 10/06/2018 ዓ/ም –16/06/2018 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 16/06/2018 ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::