ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓላፎ ሽምዒ: ዘመናዊ ቆፎ ስብርባር : ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን : ዴስክ ወንበር ስብርባር :ዓይነርግቢ ናይ ንህቢ ቅዳድ ዘለዎ: ናይ መኪና ጎማ ዝአረጋ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒብና እንገልፆም ዘገልገለ አቁሑት አብ ምግዛእን አብ ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ አብዚ ዝተወፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 2, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

መሰቦ ሲሚንቶ ሓ .ዝተ. ዉ. ማሕበር ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ዘገልገሉ ናይ ኦፊስ መሳርሕታት: ጣዉላታት: ጎማታት: ፕላስቲክ ከረጢት: በርሚል ብቅዓት ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዝኮነ እዚ ዝስዕብ ሮቃሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ የዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

የማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ፋብሪካ የሰራተኞች ማህበር ከፋብሪካ ያገኘዉ ከተለያዩ ስራዎች የተራረፉ በርሚል ዘይት የዉጭ ጣዉላ (ፓሌት) : ቁርጭራጭ ብረት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ዘየገልገሉን ዘገልገሉን ኣቁሑትን መፅሓፍትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ትካልና ፍረ ስዉአት ኢንዳስትርያል ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ የድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ስፔራት ንጎማን: ፋክስ: ፕሪንተራት : ኮምፒተር :ዝተፈላለየ ቓሚ ንብረት ኣወዳዲሩ ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ክሸየጥ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሐቲ ዘሎ ረቃሒ እተማል ተጫረቲ ክተወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ዘገልገሉ ንብረት 1ይ ዙር ከወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣግበ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/