... ዓመት ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2018 (ቅድሚ 23 ሰዓት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 3:20 ቅ/ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 3:21 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

...ት ዓመት ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 3:21 ቅ/ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎት ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ንሴክተራክት ክፍለ ከተማ ዓዳሓቂ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ሞተርሳይክል ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ምልክታ ጨረታ አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድዋ እትዉዕል ሓንቲ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ ቦጥ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 6, 2018 4:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት መዘጋጃ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ተሽከርከርቲ 30000 : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት መኪና/