ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ንሰራሕ መፈፀሚ አገልግልት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት 2016 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ቀወምቲን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ፍራሻትን : ሎት ሰለሰተ ናይ ህንፃ ሃለቅቲ ናዉቲ ኣቅሑት ፅገናን : ሎት ኣርባዕተ ቀዋሚ ንብረት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ቀዋሚ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ን ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን / ናይ ቢሮ አቁሑት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ፅ/ት መሳርሒኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ኢንቭስትማንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት ሕትመት መሳርሒ መዘጋብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ፅሬት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤተ ፅሕፈት አገልጋሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትልን ካልኣት ደቀቅተን ኣናእሽተይ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2016 11:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓፈሻዊ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ውሽጢ ኣታዊ ባጀት ዝረከቦ ገንዘብ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድሊ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዚ ሮቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/