ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኢያሱ በርሀ ከተማ አላማጣ ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ቤተ ፈተነ ኬሚካላትን ኣቁሑትን፣ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ ፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ናይ IT ኣቁሑት ኣጫሪቱ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን፣ ፎቶ ካሜራ ፣ብቦጥ ማይ ናብ ጣብያ ምጉዕዓዝን፣ ዘርእን እንትኮኑ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 18, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ሃለቂ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ አቁሑት ሕክምናን ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ህንፃ ኣቑሑትን ኤሌክትሪክ፡ ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ናይ ቢሮ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ሎትሓደ ካብ ዩኤስ ኤድ ኣብ ሎት ክልተ ድማ ካብ ዋን ዋሽ በጀት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/