ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት ን2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማ : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 8, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ቀደማይ ዙር ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ ቀወምቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 8, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ደምቢ ክዳን (አንሶላ ኮቦርታ ፍርናሽ ትርኣስን ሕሙማን ብጀማን)ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መለዋወጢ መኪና አቁሑት(ሰፔር ፓርት ሎት 1ን ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2ን ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርትን ኤችዲፒ መበየዲ ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ወረዳ ፀገዴ አዉሮራ መሳርሒ ህንፃ :ናይ ማይ ኤለክትሪካል አቁሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ናይ ስካኒያ ኣዉቶብስን ናይ አናእሽተይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ፅሬት አቁሑት: ሰሌዳ: ናይ ምሕደራ ሆቴል መሰልጠኒ አቁሑትን መስተታትን: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሕፈት አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት :ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ :ኤለክትሮኒክስ ንምፅጋን :ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/