...ና ተሽከርከርቲ ማለት ጋራጅ : ቀረብ ግልጋሎት ኦክስጅን : ዝተፈላለዩ ዓይነት ቀረባት ምግብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (3 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ብጀካ ኤሌከትሮኒክስ ፅገና 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ስራሕቲ ሓለዋ/

... ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (3 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ትካላትና ማለት እውን ደስታ በርሀ ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኖቤል ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣቢያ ካራ ዓዲ ሻዎ ቁሸት ኣራዳ ማንጉዶ ብቁዕ ሓይሊ ሰብን ዘተኣማምን መሓውር ንዘለዎም ሕጋውያን ናይ ሓለዋ ትካላት ሙሉእ ሓላፍነት ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለን ከባቢኣን ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ቦታታት ወይ ፕሮጀክታታት ናይ ሐለዋ ስራሕ ሕጋዊ ፈቃድን ልምድን ዘለዎም ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2018 2:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ድሕንነት ንምኽባርን በቲ ዓይነት ስራሕ ብማሕበር ንተወደቡ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ፋብሪካ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህባ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ትካልና ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦትን ካሊእ ሐለዋ ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ስራሕቲ በቅዓት ዘለዎም ናይ ሲክሪቱ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣእሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ኣብያተ ትምህርትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 8, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከባ 4ተ ሳይታት ዋርድያታት ንምቁፃር ብግልፂ ጨረታ ፍቃድ ዘለዎም ትካላት ብምውድዳር ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/