ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ኦፍ ግራቭል አክስሰ ሮድ ፕሮጀክት ችን ፈረስ ቢስ ክልተ ቱ ቢስ ሐደ ( Construction of Gravel Access road project chamfers BS2 to BS1 ዝስርሑ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ኮንትራክተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርን ኣብ 2008 ዓም ካብ ናይ MDG በጀት ንዝሳለጡ 15ተ ናይ ኢራፕ ህንፀት መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ቁፅፅርን ኮንትራት ምምሕዳር ስራሕቲ ኣማከርቲ ብምዉድዳር ክሰርሕ ስለዝደለየ ብሳይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሳልተንሲ ብኢንጂነሪንግ ኮንሳልተንሲ ብብርኪ ካታጎሪ 5 ልዕሊኡን ካታጎሪ 6 ልዕሊኡን ካታጎሪ ፒፒን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ኣማከርቲ ንክወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ናይ ትካልና መንገዲ ስራሕ ንምስራሕ ሰብ ሞያ አዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ናይ 2008 ዓመት በጀት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ RC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/