ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኸፈል ካብ ማይ ፈሳሲን/ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ካብ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 18 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 03:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ን3 ጊዜ ዝወፀ ክራይ ናይ ፉልድ ተሸከርካርን ን2 ጊዜ ዝወፀ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዕድጊት ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2018 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2018 05:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2018 04:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኸፈልኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france : መኪና ክራይ ብ proforma ክትካረ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2018 04:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/