ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ትካል መፅናዕትን ምርምርን ሰላም ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ኣቅሑት ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ 6 ሰብ ትሕዝ ባጃጅ ከራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረይ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ትምህርቲ ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቬንቲስት መቐለ ንተምሃሮ ሰርቪስ ኣገልግሎት ትውዕል ሓንቲ ኣውቶቢስ ኣውዳዲሩ ክካረ ይድሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ትምህርቲ ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቬንቲስት መቐለ ንተምሃሮ ሰርቪስ ኣገልግሎት ትውዕል ሓንቲ ኣውቶቢስ ኣውዳዲሩ ክካረ ይድሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ቦጥ ማይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ ገዛውቲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ብምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ትደልዩ፣:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃነፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ዝስተማይ ካብ ቢሮ ማይ ፈሳስን/ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ምስ ዝክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2018ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/10/1018 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ሰውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 22, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ ገዛውቲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ብምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ትደልዩ፣::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን "ኣሸንዳ ሰረት ሰላም ሓድነትን ተስፋን ትግራይ” ብዝብል ቴማ ንዝበዓል በዓል ኣሸንዳ ነቲ በዓል ንምፅብፃብ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ንዝመፁ ጋዜጠኛታት መንቀሳቀሲ ዝኸውን 2 ሃይሩፍ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/