...ልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (17 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ መመላኸትቲ ቦርድታት (Sign Boards) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ግራፊክስ ዲዛይን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማ ካብ ዋን ወሽ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ ዳማሪያም ዝረከባ ዝዉገዳ መካይንን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ክክፈል ዝክልእ ትካል ብምድብ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/