ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓምበጀትዓመትንቢሩኡግልጋሎትዝዉዕል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ፈርኒችር ከም ቁም ሳጥን /ሽልፍ / :ጠረዛን ናይ ፕላንት መሽነሪን ከም ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/