ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፈርኒቸር ፅገና ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-2 3. ናይ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶክመንቴሽንን ናይ ፅሬት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ብቪድዮን ብፎቶግራፍን ክስንድ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ ኣክሰሰሪኡን ኪኢላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ቪድዮን ፎቶን ኦዲትንግ ስራሕቲ ንክሰርሕ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2012 11:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባት ክልልና ዘላልዩ ቅድም ክብል ብቃንቃ ኣምሓርኛ ዝተሰርሐ ናይ 35 ሰቂቃ ዶክመንታሪ ፊልም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/