ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ግዜኦም ዝሓለፎም ንብረታት ማለት እዉን ፋይል ካብኔት ፣ ድሮወር ተሳሓቢ ፣ ኮምፒተር መቀመጢ ፣ ላሜራ ፣ላሜራ ቆርቆሮ ፣ ስብርባር ጣዉላ ፣ ናይ መኪና ጎማን ናይ ኤምብር ታቤላ ሓፂንን ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ በመቀለ ከተማ ዳዕሮ ኣከባቢ ለሚያስገነበዉ የጋራ መኖርያ ቤት ኣፓርታማ ግንባት የዋላ ፕለይዉድ መሸጥ ይፈልጋል ስለሆነም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዓይጋ ንግድን ኢንድስትርን ሓ/ዝ/ዉ/ሓ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ዉቕሮ 2ተ ኣዉላዕሎ ፍሉይ ቦታ ጣብያ በለሳ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ ዉልቀ ትካል እንትኸዉን ትሕት ክብል ዝተገለፁ ኣቅሑት ማለት እዉን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባትሪታት ቁርፅራፅ ብረታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ በራሚልን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ኣብ ፋብሪካና ዘምርቶ ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚሜ በዝሒ 24099 ብንፅል ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በሃገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰ/ዕዝ ጠ/መምርያ የተለያዩ ያገለገሉ የመመገቢያ ፣ የማብሰያ የቢሮ ዕቃዎች ህክምና ዕቃዎች እና የ ሙዚቃ መሳርያዎች ኣጫርቶ መሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ተስፋ ሂወት ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት እትጥቀመሎም ዝነበረት ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ኣወዳዲራ ብጨረታ ትሸይጥ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/