...) ፥ ኤለክትሮኒክስ(Laptop) ፥ ፅሬት ኣቅሑት(soaps) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2019 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (12 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፍላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

...2019 ዓ/ም ናይ ኣባላት ደፍተርን መሳርሒ ፅሕፈትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2019 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2019 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2019 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲቓላሚኖ ን2019 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2019 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእኸል ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ንእተፈላለዩ አገልግሉት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ፅሬት አቑሑት፣ አናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ መሸነ ፅገና፣ ናይ አቑሑት ገዛ ፅገና፣ ከምኡ እውን መለዋወጢ አቑሑት መኪናን አቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ብደረጃ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ አብ 2019 ዓ.ም. ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑትን ናይ ፅሬት አቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዓድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ነዳዲ ሞተር ሳይክል ከምኡ እዉን ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕላክፖርድ ሓዱሽ ንምግዛእን፣ ፕላክፖርድ ቀለም ምቅብኣ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኤሌክትሮኒክስ ፡ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጳጉሜን 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 30000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ፡ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ፡ ፈርኒቸር 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/