ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ና ፕሮሞሽን ኣገልግሎት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኤግዝቪሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዝቪሽን ባዛር ንምብርባር ስራሕ ናይ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኢግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዚቭሽንን ባዛርን ምብርባር ስራሕ ናይ ሚኒባስ መኪናን ምስ ጀነሬተሩ፣ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከተኩም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፋልጥ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ፋይናንሻል ዓቅሙ ንምዕባለ ምስ ዝ/ዩ መምረቲ፣ ጅምላ መማፃእተን ካልኦት ትካላት ምስ ስፖርት ክለብና ሓቢርኩም ንምስራሕ ሓሳብ ዘለኩም ትካላትን ግለ ሰባት እተእትውዎ ፕሮፖዛል ብምርኣይ ውዕሊ ኣብ ሓፂር ግዜ ናብ ተግባር ንምእታው ስለዝድሊ ዝርዝር ናይ እትሰርሕዎ ፕሮፖዛልኩም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጡ ዘሎ መመዘኒ ረቋሒ መሰረት ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ስራሕ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክትሰርሖም ካብ ዝሓዘቶም መደባት፣ 1 ምክያድ ካልኣይ ዙር ሲምፖዚየም ሃገር ቦቀል ባህላዊ ፍልጠታት እሴታትን ትግራይ ሓደ እዩ፤ ነዚ ስራሕ ኣመልኪቱ ምልክታ ጨረታ ብቁፅሪ 24/164/11 ብዕለት 27/05/2011 ወፂኡ ዝነበረ እንትኮን እኩል በዝሒ ተወዳደርቲ ስለዘይቀረቡ ሕዚ ካልኣይ ምልክታ ጨረታ ምውፃእ ኣድልዩ እዩ፤ ብመሰረት እዙይ ፕረሞተራት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ተግባር ነቲ እትወዳደርሉ ስራሕ እውን ብምሉእ ይኩን ብፋል ሓዊሱ ንምትግባር /EVENT ORGANZING/ ወይ፣ ነቲ ስራሕ መፈፀሚ በጀት አብ ምትእልላሽ ጥራሕ ክትሳተፉ እንተኮይንኩም ድማ ንማሕበር ስራሕ መሳለጢ ክንደይ ንባዕልትኩም ድማ ክንደይ ሚኢታዊ ካብ እትእክብዎ ስፖንሰርሺፕ ከምእትሰርሑ ብምግላፅ ክትወዳደሩ ንዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማኑፋከቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፕሮሞሽን ምልላይ ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ሰሙናዊ ፕሮግራም ፈነወ ቴሌቪዢን ማልት ኣለዋ እዚ መደብ ኣብ ምምሕያሽ ፅሬት ትምህርቲ ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ናይ ባዕሉ እጃም ዘለዎ ኮይኑ ዝሓለፈ ዓመት ዶክመንተሪ ማለት እውን ሰነዳዊ ፊልም ስራሕቲ ማልት፣ ውድድር ተምሃሮ 2ይ ብርኪ፣ ተኸተታሊ ድራማ ክጋውሑ ሓግዮም እዮም ። ሰለዝኮነ ኣብዚ ዓመት እውን ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ነዚ ዓመት ዝሰርሖ ዝነበረ ስራሕቲ አጠናኺሩ ክቅፅለሉ ስለዝደለየ ማለት እውን ኣብ ምጥንኻር ፅሬት ትምህርቲን ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ዝሕግዙ ዓመታዊ ፕሮግራማት ንምድላው ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትጫረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/ ትምህርቲን ትሬይንግ/