ከይዲ ስራሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ካደስተርን ከተማ ሽረ 92 ፕሎት መንበሪ 26 ፕሎት ድርጅትን ብድምሩ 118 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 28, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብጨረታ ሊዝ ኣብ በጀት ዓመት 6 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 26, 2016 2:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 68 ንመንበሪ፣ ንንግዲ፣ ንመዉዐሊ ህፃናት፣ ንመጥሓንን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 331 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ምልማዕን ምምሕዳርን ምዝገባ ትሕዝቶ መሬት ከተማን ካዳስተርን ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ኣብ ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 6ተ ከጫርት ካብ ዝሐዞ ቀዳማይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 10, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንትካላት ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.60ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎም ቦታታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

3ይ ዙር ስሩዕ ጨረታ ኣብ 2012ዓ/ም ን ብ ሊዝ ዝሽየጥ መሬታት ዝርዝር ምልክታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ናይ ጨረታ ዝሽየጥ ቦታታት ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ጨረታ ንመንበሪ 86 ፣ ንትካላት 7ተ ፣ ንሕዉስዋስ 45ተን ፣ ንመዐደሊ ነዳዲ 1 ብድምር 139 ብሎት ብምደላዉ ናብ ተጠቀምቲ ብሎት አወዳዲሩ ከሕልፍ ስለ ዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/