ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ በዓል ዋና ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ ዓዲቀበቀሊ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ሓደ ብሎክ ወይ ድማ ህንፃ MCH1 ኣብ መላእ ትግራይ ትርከቡ ብደረጃ 8ተ BC/GC ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2013 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሆስፒታል መቐለ ብኮንቲነር ማሻሻታ ጌርካ ገዛ ምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሓድነት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ኣግኣዚ ንምስፍሕፋሕ ጣብያ ጥዕና MSH 2 ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብደረጃ 8ተኣናእሽተይ ንግዲ ትካል ስራሕ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 06:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2013 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2013 02:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2013 02:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓድሓ ፕሮጀክት ግንባታ ግልጋሎት የሚዉል ከዚህ በታች በተገለፀዉ ዝርዝር መሠረት ግዥ ለመፈፀምና ለማሰራት ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል (የወለል ቁርቋሮ እና የኣርማትራ ቀረፍ ስራ )

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

የትግራይ ልማት ማሕበር በቆላ ተምቤን ፣ መደባይ ዛና ፣ ራማ፣ ኢሮብና፣ መቐለ፣ወረዳዎች ከዚህ በታች የተዘረዙየትምህርትና የጤና ተቋማዎችና በዘጠኝ ሉቶች በመከፋፈል ማሰራት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጋዕዝያን ወረዳ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ወረዳ ዓድዋ ዕሸል ከተማ ይሓ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ናይ ምስፍሕፋሕ ጥዕና ጣብያ ኤምሲኤች ህንፃ ስራሕቲ ንደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላት ንግዲ ማሕበራት ብደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2013 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2013 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ቁፅፅር ዲዛይንን ኣብጣብያ ሃገረ ሰላም ቁፅሪ 2 ዛላ ጥዕና ጣብያ ናይ ምስፍሕፋሕ ኤምሲኤች ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2013 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/