ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ሰራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ናይ ቢሮ ኣቁሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሐ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 20..00 ብምኽፋል እቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,000.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ መካይን መፀገኒ ጋራዥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ናይ ፕርንተር ቀለም ምምላእን ናይ ፈርኒቸር ፅገና ን 2008 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፀግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ፅገና ተሽከርካሪ/