ቤት ፅሕፈት ህፁፅ ምላሽ ትግራይ ንሰብኣዊ ሐገዝ ዝዉዕል ደረጅኡ ፅሬቱን ዝሐለወ ቀዳማይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ(ዕፉን) ኣዉፂኦዎ ዝነበረ ጨረታ ተቀሚጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትክካል ናይ ግዜ ጥራሕ ብምምሕያሽ ብምግባረ ከቅርቡ ዝክእሉ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳዲሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ (Tigray Emergency Response) ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ድረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ ንምዕዳግ ኣውፅኢዎ ዝነበረ ጨረታ ተቐመጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትኽኻል (ናይ ግዜ ጥራሕ ምምሕያሽ ብምግባር) ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ይዕድም።(ናይ ወዛደር መፅዓኒ ዋጋ ሓዊስካ ይምላእ)

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ (Tigray Emergency Response) ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ድረጅኡን ዕሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሽላ ባሕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን : እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ 'ምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ሎት-1 ጥረ ስርናይ ዘይቲ ብልዒ፡ሸኮር ዓተር ሎት-2 ሃለኽትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሂ ሎት-3 ናይ ፅርየት ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየ ብሪካ ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝኡ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት አታወት ዝኸዉን ስለዝደለየ ክትሤረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 3, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ምግብና ግልጋሎት ዝውዕል 18,723 ሊትሮ ፈሳሲ ዘይቲ ብበዓል ሓሙሽተ ሊትሮ ዝተዓሸገ ብትካልና ብዝተዳለወ ሳምፕል መሰረት በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቐለብ ከፍቲ ዝውዕል ፋጉለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /