ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/