መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማሕበርልምዓትትግራይኣብወረዳ ጉሎ መኽዳ ቅልዓት ኣዴታት መዋለዲ ሀንፀት ኣድራሻን ኢንሱነሬተርን መቃፀሊ ጎሓፍ ኣብ ሸዊት ሙሉእ ቀዳማይ ቤት ትምህርቲ ህንፀት ሐደ መምሃሪ ብሎክ ዘይተወደአ ስራሕቲ ብዝርዝር ስራሕ መሰረት ደረጃ 6 ( BC OR GC) ልዕሊኡንብርኪፍቓድንዘለዎም ናይ ማተርያል ጉልበት ማሽነሪን ብግለፂ ጨረታኣወዳዲሩክተስርሕትደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/