ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000 : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ ህል ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Projector ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ መደበኛ ኤሌክትሮኒክስ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ነዞም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣይሲቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2017 3:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ፅገና ናውቲ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2017 11:25 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ Climate Resilient Green Economy CRGE በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትቤት መዘጋጃቤትከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይሴፍትኔት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/