ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤለክትሮኒክስ፣አቁሑት ፅሬት ፣ከምኡዉን ፈርኒቸር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኮምፒተር ቀለም ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኮምፒተር ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/