ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤትፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፥ ኤሌክትሮኒክስ ፥ ናይ ተሽከርከርቲ መኪና ጎማ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑትን ፥ ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት፥ ፅሬት ኣቑሑን ንፈልሲ ዝኸዉን ዘርእታት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሕድሕ ዶም 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ከተማ ማይ ጋባ ኣብ ቤት በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : መሳርሒ ፅሕፈት : ካልኦት ሃለቅቲ ኣቅሑትን ኣቅሑት ፅሬትን ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ጋባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብምድብ መቂሉ ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ ሰለስተ መሳርሒ ፅሬት : ምድብ ኣርባዕተ ሞተር ሳይክል : ምድብ ሓሙሽተ ናይ መኪና ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2016 ዓም ዕድጊት ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ዕድጊት ብፕሮፎርማ ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት /ሳሙና /ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2016 10:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ለስነ ንጽህናና ምግብ ለማዘጋጀት የሚገለግሉ የተለያዩ ቁሳቁሰች በቀረበዉ ስፔስፌክሽን መሰረት ERCS –NLRC Multi sector Tigray Crises Emergency Response Project አገልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/