ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ካብ ሓምለ 01/2006 ዓ/ም ጀሚሩ -30/10/2009 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሐፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተርን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

EFFORT Invites all interested and eligible bidders to provide IFRS Implementation support in all its subsidiary companies and the corporate office.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 6, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2010 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንስዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2010 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ሰፍሖ ቢዝነስ ኢንተርፕራይዝ ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ከ2005 ዓም ጀምሮ እስከ ሰኔ 30/2010 ዓም ያለዉን የሰፍሖ ቢዝነስ ኢንተርፕራይዝ ሒሳብ በዉጭ ኦዲተር በጨረታ አወዳድሮ ለማስመርመር ሰለሚፈለግ ከቤት ፅህፈት ዋና ኦዲተር ሰር የምትገኙ የተፈቃላቹ የግል ድርጅቶች ቀጥሎ የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታማሉ ኦዲተሮች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 1/11/2007 ክሳብ ዕለት 30/10/2009 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክገብር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2010 ዓም ሒሳብ ብናይ ደገ ፍቃድ ዘለዎም በዓል ሞያ ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ዋና ቤት ፅሕፈት ካብ 1/11/2009 (08/07/2017)ኣ ፈ እስካብ 30/10/12 (07/07/2020) ኣ ፈ ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2010 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ሒሳብ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ በኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2017 /2018 እስካብ 2019 /20 ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ኣፈፃፀማ መምርሕታት ሒሳብን ምርመራ ሒሳብ ዝገብር ናይ ደገ ኦዲተር ክወዳደር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2010 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ በኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2017 /2018 እስካብ 2019 /20 ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ኣፈፃፀማ መምርሕታት ሒሳብን ምርመራ ሒሳብ ዝገብር ናይ ደገ ኦዲተር ክወዳደር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2010 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/