ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2018 05:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 12, 2018 05:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ መሳርሒ ህንፃ 20000 ፡ ሞተር ናይ ማይ 8000 ፡ ፈልሲ ጣብያ 30000 ፡ ናይ ሓባር ዒላ 30000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣፣ 1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣ 2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ 3. ቫት (VAT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኸእሉን፣ 4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር6,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፡ 5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣ 6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ከቕርብ ዝኽእል፡፡ 7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAI ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAI ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡ 8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣ 9. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፡ 10. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣ 11. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣ 12. እዚ ጨረታ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት ፡
ዓይነት ንብረትመለክዒ በዝሒ ነፀላ ዋጋ ጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1 ቀለብ ደርሁ (Complementary Feed)ኩንታል 109.00 ብመረት ስፐስፊኬሽ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UN Women Food Security ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Furit and Vegetable,seeds and seedings ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መጋረጃን ምንፃፍን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ፕሮግራም PSNP-5 / ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ ግልጋሎት ዝውዕላ pakege Three Forestry seeds/ ናይ ደኒ አግራብ ዘርኢ መቅረብቲ ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቀይሕ ተኽሊ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዕራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል በጀት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳና ካብ ናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ፡- ናይ ኢ/ማቴሪያልን ማይ ኣቁሒትን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/001/25 2. ናይ ፈልሲ ጣብያ ናዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/A/G/002/25 3. ናይ 45 መዓልቲ ጨቃዉቲ መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/003/25 4. ናይ ዉፅኢት ማዕድን መጣቀሲ ቁፅሪ Tig/AT/G/004/25 ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2018 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2018 05:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወራዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዘፍር ቁጠባ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ግልጋሎት ዝዉዕላ ደርሁት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 30, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 5, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 4 ወረዳታት ትግራይ (ማይጨው፣ ኣዕቢ፣ ዓድዋን ናዕዴርን) ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2017 04:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ኮሌጅና ቀፅሪ ግቢ ዝትከሉ ናይ ግሪነሪ ተኽልን ሳዕርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/