ማእከልምርምርሕርሻሑመራ ብናይመደበኛበጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእተዳሓሒዙዝቐረበ ዝርዝርመሰረት ናይ ጨረታሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሐደ ማእከል ዕደጋ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት 2008 ዓ/ም ከስርሕ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/