ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ ግሪን ሃዉስ ኣቅሑት ዕድጊትን ፅገናን : ኤንኩቬተርን : ሃቸርን : ናይ እንስሳት ቀለብ መጥሐንን መቀነባበሪ ማሽንን ከምእዉን ናዉቲ ቤት ዕዩን : ኣቅሑት መሳርሒ ንህብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/

ቤት ህንፀት መቐለ አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ዝተአከበ ሰለስተ ኩምሪ ስርናይ ብዘመናዊ ክራይ ተካርዩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓውዲ ከእቲ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ሰፍትኔት ተወሳኺ ካፒታል ባጀት ናይ 2018ዓ/ም ንናይዕቀባ ሓመድን ማይፖን ፈልሲ ጣብያ - ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ : ንናይ መስኖ ዝርገሐ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ : ንፈልሲ ጣብያ ግልጋሎት ዝውዕል ዝራእቲ : ንስነ መዓዛ ካብ 45 ማዓልቲ ዝገበራ ጨቓዊት ደርሁ ብምልክታጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤ/ሶ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ንከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ኢንዳስትሪ ኮንስትራክሽን ግብርናን መሳርሒ ናይ ቤ/ዕ/ትዘ/ቁ/ገ/ልምዓት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ከምደርሆ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ዘመናዊ ቆፈን :ካልኦትን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒን 5000 ብር : ጫቂት ደርሆን 5000 ብር : ንዘመናዊ ቆፎ 15000 ብር : ፈርኒቸር 15000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኣትክልተኛታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑትን ናይ ሕርሻ እታወታትን ( Construction Materials and Agricultural Tools) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብፕሮግራም መጠናከሪ ስርዓት ምግቢ FSRP ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/

ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ንመሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ፅሬት : መድሓኒት እንስሳ : ዘረእቲ ሕርሻን: ንደንቢ ክዳን: ማሸነሪታትን : ንኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2017 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2017 2:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመሳርሒ ህንፃ : ንኤሌክትሮኒክስ : ንማሸነሪታት : ንደንቢ ክዳን: ንኣቅሑት ፅሬትን : ንመሳርሒ ፅሕፈትን 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ዝተረፉ ንብረታትድማ 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/