ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለአደሹሁ ደላ- ሳምረ መንገድ ሥራ ፕሮጀክት አገልግሎት የሚውል ትራክ ሚክሰር ተከራይቶ ማሰራት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳሜ ግንቦት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኔ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: አዲስ አባባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኔ 4, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

Mekelle University College of Veterinary Sciences wants to purchase Laboratory Equipment, Animal feed processing plant equipment and Dairy product processing plant Equipment

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ኣርብ ግንቦት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኔ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኔ 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: Different for the various lots
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 60,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮብልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ኣብ 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ማለት እዉን ምንፃፍ እምኒ ምፅጋን ስራሕ ስልጠና ዝወሰድኩም ልምዓት ጉጅለታት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ስራሕቲ ሎጅድቲክ ስቶር ብጨረታ ክትጫረቱ ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 700,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

እንደርታ ወረዳ ዕቅድና ፋይናንስ ደጋፊ ስራ ሂደት ግዢ ፋይናንስ ንብረት ኣስተዳደር ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ ፓሊትዮፕ በዓል 10 ኩንታል በዝሒ 3.25 ፣ መንፊት ናይ ሓመድ ካብ ላሜራ ዝተሰረሐ በዝሒ 06 ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ ምርጥ እቶን መስርሒ ሞልድ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ኮይኑ ናይ ዕንፀይቲ መእተዊ ብ5ተ በዝሒ ይስራሕ በዝሒ 10

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ኢፋድ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ዘርኢ ማንጎ ፣ ዘርኢ ኣቨካዶ በዝሒ 30 *2 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/