ን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ንዝምግቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ በሚከተለዉ ሰንጠረዥ የተዘረዘሩትን የደምብና የ ኣደጋ መከላከያ ልብስ እና ተዛማጅ መሳርያዎች መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም የሚከተሉት መስፈርቶች የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ዋና በሪ ኣልሙኔም ስራሕቲ ( Electronic Slinding gate compatible for sensor shtter ) price should be include exsting wall demolishing cart away and erection

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ሽንት ቤት ኣቅሑት፣ ዝተፈላዩ ናይ ሻወር ኣቅሑት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤት ኣቅሑት ፣ ናይ ሻዉር ኣቅሑትን ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑትን ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትስርሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ንብረት በዓል 4 ሊትር engine Oil 15 W40 Total 50 ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ አልሚንየም በርን መስኮትን ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/