ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ብደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ብርኪ ዝርከቡ ጋራዣት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ምስ ሰዓራይ ክሳብ 30 ሰነ 2013ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ክዕድግን ኣጎልግሎት ክረክብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ዝርከባ ኣናእሽተይ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት /ስፔር/ ኣወዳዲሩ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ባህልን ረብሕኡን ዝገበሮም መፅናዕቲ ብመፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ማዕፆ ቑልፊ ናይ ተሳሓቢ ወንበር ቑልፊ ስራሕቲ ቑልፊ ዝመሳሰሉ ንብረታት ዝሰርሕ ብኩንትራት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ጎማ ስራሕቲ /ናይ ጎሚስታ ስራሕቲ/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመትን ከምኩነታቱ ዝናዋሕን ዝቖረፅን ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ፎቶ ኮፒ ዝገብሩ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ብኩንትራት ምሓዝ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ካብ 01 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ተግባራዊ ዝኮዉን ናይ ተሃነፅቲ ምግቢ ከቅርብ ብስራዓት ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 1ዓመት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ንሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ከመግብ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘዉፅኦ ግልፂ ጨረታ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2012 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/