ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ላፕራቶሪ መሳሪሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2016 3:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመሳሪሒ ፅሕፈት ብር 6000.00: ንስፔር ፓርት 4000: ንኣቑሑት ኮንስትራክሽን 5000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካል ኮሌጅ ቴ/ሞ/ት/ስ ሃ/ሰላም ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውልዕሉ ዝትፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ሰለ ዝድልየ ክትወዳደሩ እትደልዮ ናጋዶ ዝስዕቡ ረቋሒታት ኣማሊእኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል _ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

PLAN INTERNATIONAL ETHIOPIA, TIGRAY PROGRAM AREA INVITATION TO TENDER FOR SUPPLY OF OUTDOOR GAME MATERIALS AND SCHOOL FURNITURE.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 30th, November 2023 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Wednesday 13th, December 2023 2:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Wednesday 13th of December 2023 2:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ House Furniture/ Other Furniture/

Save the Children Mekelle area Office (MAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of different seeds and farm tools.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 30th, November 2023 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 08th, December 2023 10:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 08th of December 2023 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ Agricultural Raw Material/

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝዉዕል ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ካብ በጀት ፕሮጀከት UINDP ብማሕበር ተወዲቦም መስኖ ንዘልምዑ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2016 ዓም ሞተር ማይ ምስ ኣክሰሰሪኡ ወይ እዉን ምስ መለዋወጢ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 28, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/