ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ጣብያ ኣባይ ፀሃይ ፍሉይ ቦታ ማይ እንግዳ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ተፋሰስ AXCY drainage high 0116 ንምስራሕ ደረጃ 8 RC /GC ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲታት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ካብ ናይ UIIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብር 100,000.00 : ንኣቅሑት ቢሮ 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሚሽን ስፖርት ክትግራይ ናይ ኮብራ 105 ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 28, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

SUR Construction P.L.C. invites eligible bidders for the drilling of a deep water well including the supply and installation of a Pump and Generator

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 05th, December 2023 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 21st, December 2023 9:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Abeba
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 21st of December 2023 9:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቸይን ኦፍ ላቭ ፎር ሁማን ኤንድ ኢንቫይሮንመንታል ዴቨሎፕመንት የ2023 ዓ.ም. የበጀት ዓመት የስራ ክንውን የተፈቀደለት የኦዲት ተቋም አወዳድሮ ማስመርመር ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ኅዳር 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታኅሣሥ 26, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታኅሣሥ 26, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 5,000.00, ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 15,000.00, ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሕታት ኣቑሑትብር 15,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንምድብ /Lot 1, 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ን ምድብ / Lot 2 ን 3 ብር 20.000 (ዕስራ ሽሕ)
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ማሽነሪ/ ካልኦት ፅገና/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጅስቲክስ አገልግሎት ድርጅት የመቐለ ወደብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን ለ2016 ዓ/ም ከተያዘ በጀት ዩኒፎርም እና ሴፍቲ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለፈለገ ከዚህ በታች የተዘረዘሩ መለኪያዎች የምታሟሉ ህጋዊ አቅራቢዎች (ተጫራቾች) እንድትወዳደሩ እናሳውቃለን፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ኅዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታኅሣሥ 8, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታኅሣሥ 8, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/