ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለላዩ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ :ሑፃ ወይ እዉን ሐሸዋ ጃይህያን ስሚንቶን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ GEQIP EIPF በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዘተፈላለያ ቢሮታትን ኮምሽንን ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት /ፓድ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

YIHA REAL ESTATE PLC Invitation to bid for Electronics

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Friday 29th, December 2023 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 08th, January 2024 10:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 08th of January 2024 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት እትውዕል ካሜራ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቑሑት (ስፔር ፓርት) ተወዳደርቲ ብምዕዳም ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ተወዳደርቲ ብምዕዳም ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ፍረወይኒ ንግልጋሎት ዝርግሐ ማይ ዘገልግሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ከምኡ እውን ናይፅሕፈት መሳርሕታትን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይድሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

Save the Children International (SCI) is the world's leading independent organization for children. To achieve its objective, Save the Children Tigray area Office (TAO) invites all eligible suppliers to bid for service providers of differ Light Vehicle Rental.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Friday 29th, December 2023 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 11th, January 2024 2:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 15th of January 2024 3:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ Vehicle Rent/